ንዕብየትኩምን ምዕባለኹምን ዝተዳለዉ መደባትና ፤
ውልቃዊ ስልጠና ምስ ሲሃም
ምስልጣን ኣእምሮ – ምስ ሲሃም
💫 ኣሰልጣኒቲ ኣእምሮ እንታይ እዩ?
ኣእምሮኣዊ ኣሰልጠንቲ ንዕቤት ንነብስኻ ዘይኮነ
ብዛዕባ እቲ ኣብ ውሽጥኻ ሓይሊ ምስትምቃር፣ ሂወት ምንቅቃሕ ትረኽበሉ ጉዕዞ እዩ።
ኣብ ሓሳባትካ ንጹርነት።
ውሽጣዊ ሰላም።
ርእሰ-ምትእምማን።
ነቲ ዝዓግተካ ዘሎ ክትገድፎ ብትብዓት
ብሓቂ ለውጢ ንምፍጣር ዝሕግዙ ሜላታ ዘለዎ ፍሉይ ሓገዝ ትረኽበሉ መድረኽ አዩ
👋 ኣነ መን እየ?
ሲሃም ይበሃል ኣሰልጣኒት ኣእምሮ እየ።
ብልቢ፡ ብህላወን ብኣኽብሮትን እየ ዝመርሓካ።
ካባይ ትረኽቦ፤
ውሑስን ፍርዲ ኣባኻ ዘይብሉን ናይ ዕላል ክፍሊ
ምስ ድሌታትካ ዝተመጣጠነ ውልቃዊ ስልጠና
ብስነ-ኣእምሮኣዊ ፡ ብርእሰ-ፍልጠትን ብቀሊሉ ንነብስኻን ሂወትን ምርዳእ ዝተሓወሰ መሰራሒታት መረዳእታ ዝህበሉ።
ሓይለይ ድማ ብቃላትካ ዘይኮነስ ብድሕሪ ቃላትካ ምርኣይ እዩ።
ከምኡ’ውን ናብቲ ናይ ህይወት ሓጐስን ናይ ኣእምሮ ሰላምን ክትምለስ መንገድኻ ክትረክብ ይሕግዘካ።
🌱 ኣብ ግዜ ምስልጣን እንታይ የጋጥም?
ነፍሲ ወከፍ ክፍሊ ስልጠና 60 ደቓይቕ ዝወስድ ኮይኑ ብኢንተርነት ወይ ኣብ ኤስኪልስቱና ብኣካል ይካየድ።
ብሓባር ኣብዞም ዝስዕቡ ነተኩር፤
እንታይ ከም ዝዓግተካ ምርዳእ፥
ሓድሽ ኣረኣእያታት ምድህሳስ፥
ዝሓየለ ርእሰ ተኣማንነት ምህናጽ፥
ዝያዳ ብናይ ገዛእ ርእስኻ ናህሪ ምንባር፥
✨ እዚ ስልጠና ንዓኻ ይጠቅመካ ድዩ?
እዚ ስልጠና ንዓኻ ዝኸውን እዩ፤
እንተደኣ ፥-
ኣብ ተመሳሳሊ ሓሳባት ወይ ቅዲ ተዓጽኻ ይስምዓካ እንተደኣ ኣሎ፥
ዝያዳ ህያው፡ ዝያዳ ናጻ ኮይኑ ክስምዓካ ትደሊ እንተደኣ ደለኺ ፥
ምስ ነብስኻ ርክብ እንተደኣ ኣጥፊእካ፥
ውሽጣዊ ሚዛንን ንጹር ኣንፈትን ሃረርታ እንተደኣ ዘይብልካ ኮይኑ፥
ክትዓቢ ትደሊ – ግን ከመይ ጌርካ ከም እትጅምር ኣይትፈልጥን።
💛 ነቲ ጉዕዞ በይንኻ ክትገብሮ ኣየድልየካን’ዩ።
ባዕልኻ ፈቲንካዮ ትኸውን።
መጽሓፍቲ ኣንቢብካ።
ቪድዮታት ተዓዚብካ ትኸውን።
እቲ ዝጎደለ ግን ዝሰምዓካ፡ ቅኑዕ ሕቶታት ዝሓተካ፡ .
ምሳኻ ድማ ኣብ ጉሉ ስጉምቲ ናይ ምቅያር ሂወትካ ደረጃ ብደረጃ ዝከታተለካ ትረክብ።
ነዚ ጉዕዞ’ዚ ቀሊልን ንጹርን ጽቡቕን ክገብሮ ኣብዚ ኣለኹ።
🛒 ክትጅምር ትደሊ ዲኻ?
ሰለስተ መደባተይ ንምርኣይ ኣብ ታሕቲ ዘሎ "ነዚ መደብ ግዝኣዮ" ዝብል ጠውቕ፤
🌿 1 ክፍለ ግዜ – መፈተንታ
🌿 6 ክፍለ ግዜ – ንኣተኩሮ
🌿 12 ክፍለ ግዜ – ንለውጢ


