ኦን ላይን ውልቃዊ ስልጠና

ኦን ላይን ውልቃዊ ስልጠና

ብውልቃዊ ኣሰልጠንቲ ምሳይ ሲሃም ንገዛእ ርእስኻ ንምርዳእን ብናይ ገዛእ ርእስኻ ናህሪ ክትዓቢ ዝሕግዙኻ ደገፍን ውሽጣዊ ሰላምን መሳርሕታትን ክትረክብ ኢኻ።

ነዚ መደብ ግዝእዎ

ኦን ላይን ውልቃዊ ስልጠና

ብውልቃዊ ኣሰልጠንቲ ምሳይ ሲሃም ንገዛእ ርእስኻ ንምርዳእን ብናይ ገዛእ ርእስኻ ናህሪ ክትዓቢ ዝሕግዙኻ ደገፍን ውሽጣዊ ሰላምን መሳርሕታትን ክትረክብ ኢኻ።

ነቲ መደብ ግዝእዎ

እንቋዕ ናብ ሲሃም ኣካዳሚ ብደሓን መጻእኩም!

ንህቦ  ኣገልግሎትና፤

ውሽጣዊ ሓይሊ፡ እምነትን ንሓቀኛ ለውጥን ዝኸውን ቦታ

ኣብዚ ንውሽጣዊ ነብስኻ ስልጠና ክትረክብ ኢኻ፤

🧠 ኣእምሮኻ

🫀 ልብኻ

🕊️ መንፈስካ


ምናልባት ውን ዝያዳ፤


  • ንነብስኻ ትረድኣ
  • ዝሓየለ ሓሳባት ምህናጽ
  • ዝያዳ ሰላምን ትኩረትን ትርጉምን ሒዝካ ምንባር
  • ኣሉታዊ ሓሳባት ክወጹ 
  • ዝያዳ ሓጐስ ክስምዓካ 
  • ኣብ ህይወት ኣንፈት ክትረክብ ትደሊ 



✨ ኣብ ትኽክለኛ ቦታ ኢኻ ዘለኻ።

ኣብዚ ዘለኻ ብኣጋጣሚ ኣይኮነን።

ውሽጣዊ ጉዕዞኻ ካብዚ እዩ ዝጅምር - ብምርጫኻ ድማ ይጅምር።


ካብ ሎሚ ጉዕዞኻ ጀመር!

ነዚ መሳጢ ጉዕዞ ናይ ሂወት ብሓባር ንጀምር።


ብዛዕባ መደባትናን ብኸመይ ክትጽንበሩና ከም እትኽእሉን ዝያዳ ንምፍላጥ ርኸቡና።  Kontakta oss

ብዛዕባ መስራቲ


እንቋዕ ናብ Siham-academy ብደሓን መጻእኩም!


ኣነ ሲሃም ጀማል ይበሃል፡ ሰርቲፊኬት ናይ ኣእምራዊ ስልጠና ዘለኒ ኮይነ። ኣብ ኩሉ ዕድመ ዝርከቡ ሰባት ኣብ ህይወቶም ሓቀኛ ለውጢ ንኽገብሩ፡ ሕቡእ ጸዓት ሓይሊ ንኽረኽቡን ምሉእ ዓቕሞም ንኽኸፍቱን ናይ ምሕጋዝ ፍቕሪ ኣለኒ።


ውልቃዊ ጉዕዞይ ኩሉ ግዜ ቀሊል ወይ ቅኑዕ ኣይነበረን። ከም ብዙሓት ካልኦት፡ ምርጫታተይን መንገደይ ናይ ህይወት ኣብ ሕቶ ዘእቱ ዕንቅፋታት ኣጋጢሞምኒ እዮም። እቲ ነጥበ መቐይሮ ግን ብድሆታተይ ክገጥሞን ደገፍ ክደሊን ምስ ወሰንኩ ሂወተይ ናብ ዝሓሸን ዝጸበቀን ክቅየር ጀሚሩ።


በዚ ውሽጣዊ ጉዕዞ፣ ዓሚቝ ፍቕሪ ናይ ኣእምሮ ስልጠና ኒሕ ናይ ሂወተይ ዕላማ ረኺበዮ፣ ነዚ ዕላማ እዚ ምስቲ ኣብ ቅዱስ ቁርኣን ዘለኒ ዓሚቝ ርድኢት ምስ ኣወሃሃድኩዎ ሓይለይን ንጹርነተይን ወሰኸ። በዚ መንፈሳውን ኣእምሮኣውን ምትእስሳር እዚ ኣነቓቒሑኒንሰርቲፊኬት ዘለዎ ኣሰልጣኒት ኣእምሮ ንኽኸውን ሓጊዙኒን።


ንዝያዳ ሓቤሬታ

ብwhatsapp ርኸቡና