0

ተምልሶ ናብ ልቢ ንዕለት 25-07-2025

$50.00
Pris inkl. Moms utbildning (25%) $10.00
Finns i lager
Produktdetaljer
🌷 ተምልሶ ናብ ልቢ ኮርስ

ናብ ልቢ ምምላስ

ዕለት 25/07/2025 ቀዳም

ሰዓት 6 ናይ ምሸት ብናይ ሽወደን ግዜ


ሰለስተ ሰዓት መደብ ንደቂ ኣንስትዮ ፣ ውሽጠን ዝጠፍኣ ወይ ድማ ውሽጠን ባዶ ዘሎ ኮይኑ ዝስመዐን ፣ ምስ ነብሰን ዳግማይ ክራኸባ ዝያዳ ንቑሕን ሚዛናውን ህይወት ክሃንጻ ዝደልያ ዝተዳለወ ፕሮግራም።

ትሕዝቶ መደብ፡

✨ ኣብ ውሽጥና ባዶነት ዝስምዓሉ ምኽንያታት ንምርዳእ።

✨ ነብሰ ንቕሓት ንምዕባይ።

✨ ውልቃዊ ክብርታትን ኣብ ውሳነታት ዘለዎም ጽልዋን ምልላይ።

✨ ንነብስና ምስ ካልኦት ምውድዳር ከነቋርጽ።

✨ ካብ ናይ ተበዳሊት ህሞት ወጺኢካ ሓላፍነት ምውሳድ።

✨ ንህይወት ዝያዳ ንጹር ራእይ ንምምዕባል።

ክንመሃር ኢና፤

እዚ መደብ እንታይ የጠቓልል፧

1 3 ሰዓት ቀጥታዊ ዙም ክፍለ ግዜ
2 መምርሒ (Workbook) ኣለዎ፣ እቲ ትምህርቲ ብደልጃ ንደረጃ ክትትግብርዮ ዝሕግዘኪ።
3 ከምኡ ድማ ንኣምሮ ምህዳእን ንርስኺ ምርዳእን ዝሕግዙ ልምምዳት ኣብ ውሽጢ እቲ ኮርስ ኣለው
💬 ናይ ሕቶን ዘተን ቦታ


Dela denna produkt med dina vänner
ተምልሶ ናብ ልቢ ንዕለት 25-07-2025