0

ናይ 3 ወርሒ ውልቃዊ ስልጠና ፕሮግራማት

$299.00
Price incl. Moms utbildning (25%) $59.80
In stock
Product Details

ና ይ 3 ወርሒ ውልቃዊ ስልጠና ፕሮግራማት

መሰረታዊ ፕሮግራም

$299

ኣብቲ ፕሮግራም ዝርከብ፦

  • 3 ውልቃዊ ናይ ስልጠና ክፍለ ግዜታት
  • ነፍሲ ወከፍ ክፍለ ግዜ 60 ደቒቕ
  • ኣብ ወርሒ ሓንሳብ
  • ብመሰረት ዕላማኺ ዝዳሎ ውልቃዊ መምርሒ
  • ድሕሪ ነፍሲ ወከፍ ክፍለ ግዜ ናይ ምስትንታን ልምምድ
  • ክሳዕ ዝቕጽል ክፍለ ግዜ እትሰርሕሉ ንጹር ስጉምቲ

ንመን ይሰማማዕ?

ንርእሳ ብዝያዳ ክትፈልጥ፣ ንጹርነት ክትረክብን ብግዜኣ ክትሰርሕን ንእትደሊ ሰብ።

Share this product with your friends
ናይ 3 ወርሒ ውልቃዊ ስልጠና ፕሮግራማት