0

ተምልሶ ናብ ልቢ

$109.00
Pris inkl. Moms utbildning (25%) $21.80
Finns i lager
Produktdetaljer
🌷 ተምልሶ ናብ ልቢ
ናብ ልቢ ምምላስ

ን4 ሰሙን ዝጸንሕ ናይ ጉጅለ መደብ ንደቂ ኣንስትዮ ፣ ውሽጠን ዝጠፍኣ ወይ ድማ ውሽጠን ባዶ ዘሎ ኮይኑ ዝስመዐን ፣ ምስ ነብሰን ዳግማይ ክራኸባ ዝያዳ ንቑሕን ሚዛናውን ህይወት ክሃንጻ ዝደልያ ዝተዳለወ ፕሮግራም።

ትሕዝቶ መደብ፡

✨ ኣብ ውሽጥና ባዶነት ዝስምዓሉ ምኽንያታት ንምርዳእ።

✨ ነብሰ ንቕሓት ንምዕባይ።

✨ ውልቃዊ ክብርታትን ኣብ ውሳነታት ዘለዎም ጽልዋን ምልላይ።

✨ ንነብስና ምስ ካልኦት ምውድዳር ከነቋርጽ።

✨ ካብ ናይ ተበዳሊት ህሞት ወጺኢካ ሓላፍነት ምውሳድ።

✨ ንህይወት ዝያዳ ንጹር ራእይ ንምምዕባል።

ክንመሃር ኢና፤

እዚ መደብ እንታይ የጠቓልል፧

📅 4 ቀጥታዊ ዙም ክፍለ ግዜ
⏰ ኣብ ሰሙን 2 ሰዓት
📝 ኣብ መንጎ ክፍለ ግዜታት ዝግበር ግብራዊ ልምምድ
💬 ናይ ሕቶን ዘተን ቦታ

ኣብ 5 ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ ዝተሓጽረ

ኢንቨስትመንት፤
109 ዶላር
Dela denna produkt med dina vänner
ተምልሶ ናብ ልቢ