0

ናብ ርእስኺ ምምላስ — ናይ 3 ኣዋርሕ ፕሮግራም

$247.00
Price incl. Moms utbildning (25%) $49.40
In stock
Product Details

🌸 ናብ ርእስኺ ምምላስ — ናይ 3 ኣዋርሕ ፕሮግራም

እዚ ፕሮግራም ሓንቲ ርክብ ጥራይ ዘይኮነ፣ ን3 ኣዋርሕ ብመደብን ቀሊል ምክትታልን ክትቅጽሊ ንእትደሊ ዝተዳለወ እዩ።

እዚ ፕሮግራም ዝሓዘ፦

✅ ሓንቲ ናይ 60 ደቒቕ ውልቃዊት ርክብ ብZoom።
✅ ንጉዳይኪ ዝሰማማዕ መደብን ልምምድን።
✅ ን3 ኣዋርሕ እትጥቀምሉ Journal።
✅ ኩሉ ክልተ ሰሙን ብWhatsApp ናይ ድምፂ ምክትታል።
✅ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ምክትታል፣ ክሳብ 5 ደቒቕ ዝኸውን ሓደ ናይ ድምፂ መልእኽቲ ክትሰዲ ትኽእሊ።
✅ ኣብቲ መልእኽቲ፣ እቲ ዝገበርክዮ፣ ዝተማሃርክዮን ዘጋጠመኪ ብድሆን ክትገልጺ ትኽእሊ።
✅ ካባይ ናይ ድምፂ መልሲን ንቐጻሊ ስጉምትኺ መምርሒን ክትረኽቢ ኢኺ።

ግዜ ፕሮግራም: 3 ኣዋርሕ
💰 ዋጋ: 247 USD

ኣገዳሲ: እዚ ናይ ድምፂ ምክትታል ውልቃዊት ርክብ ኣይኮነን፣ መዓልታዊ ወይ ደረት ዘይብሉ መልእኽቲ ድማ ኣይሓዘን።

Share this product with your friends
ናብ ርእስኺ ምምላስ — ናይ 3 ኣዋርሕ ፕሮግራም