0

ጥበባት ሂወት ኣስተምህሮ

$10.00
Pris inkl. Moms utbildning (25%) $2.00
Finns i lager
Produktdetaljer
🌱 ጥበባት ሂወት
“ጥበብ ህይወት”

ፍሉይ ኣስተምህሮ ንደቂ ኣንስትዮ ✨

ኣብዚ ኣስተምህሮ ብዕምቆት ንዛተየሉ፤

• ስለምንታይ ንነብስና ነቃጽላ ምእንቲ ካልኦት
• ስለምንታይ ንኹሉ ሰብ ከነሐጉ እናፈተንና ንነብስና ንኸስራ
• ፍርሒ፡ ምትእስሳርን፣ ንነብስኻ ምውቃስ ፣ በደል
• ከመይ ጌርና ሚዛናዊ ዘለዎ ሂወት ንነብር
• ከምኡ’ውን ብኸመይ ብንቕሓትን ብፍቕርን ምስ ነብስና ዳግማይ ንራኸብ

እዚ ኣስተምህሮ ላዕለዋይ ምኽሪ ምሃብ ኣይኮነን...
እንታይ ደኣ ብዕምቆት ንነብስና ምርዳእ ናብ ነብስና ዳግማይ ንምለሰሉ ዝኸውን ቦታ እዩ።

📍ብመንገዲ
📍ንደቂ ኣንስትዮ ጥራይ
📍ውሱን ቦታታት ምህላው
📍ናይ ምዝገባ ክፍሊት፡ 10 ዶላር

Dela denna produkt med dina vänner
ጥበባት ሂወት ኣስተምህሮ