0

ክልተ ውልቃዊ ርክባት

$218.00
Price incl. Moms utbildning (25%) $43.60
In stock
Product Details

🌿 ክልተ ውልቃዊ ርክባት

ሓንቲ ርክብ ጥራይ እኹል ከም ዘይኮነኪ እንተ ተሰሚዑኪ፣ እቲ ጉዳይ ብዝያዳ ክትርድኢ፣ ከተተግብሪ፣ ድሕሪኡ ድማ እቲ ዝተፈጸመ ክትግምግሚ እንተ ደሊኺ፣ ክልተ ርክባት ብሓንሳብ ክትሕዚ ትኽእሊ።

ኣብ ቀዳማይ ርክብ፦
✅ እቲ ጉዳይ ክንርዳእ።
✅ ንዓኺ ዝሰማማዕ ስጉምትን ልምምድን ክንውስን።

ኣብ ካልኣይ ርክብ፦
✅ እቲ ዝገበርክዮ ክንግምግም።
✅ እቲ ዘጋጠመኪ ብድሆ ክንርኢ።
✅ ቀጻሊ ስጉምትኺ ክንውስን።

ግዜ: 2 ርክባት፣ ነፍሲ ወከፍ 60 ደቒቕ — Zoom
💰 ዋጋ: 218 USD

Share this product with your friends
ክልተ ውልቃዊ ርክባት